Tigrigna Word Searchの紹介
ትግርኛ ቓላት ድለ
ናይ ቓላት ጸወታ ኾይኑ እቶም ዝወሃቡኻ ቓላት ኣብቲ ዝቐርብ ናይ ፊደላት ሳጹን ንየማን ንጸጋም
ንላዕሊንታሕቲ ከምኡ እዛ ኣብሊኬሽን ከም መዘናግዒ ምስ ስድራቤት፥ ኣዕሩኽ፥ መሓዙት ወይ መጻምድቲ ኮይና ክንጻወተላ ከለና ዝያዳ መቀረት ይህልዋ፡፡
ኣብዛ ኣፕሊኼሽን ዝኾነ ሓበሬታ፣ ርእይቶ፣ ኽውሰኽ ኣለዎ እትብልዎ ነገር እንተሎ ብኢመይል ወይ ኣብ ፕላይ-ስቶር ኮመንት ጸሓፉልና።

表示