ወያነ እንስሳትの紹介
ወያነ እንስሳት ናይ ኦርዌል「ኣኒማል ፋርም」 ዝብል መፅሓፍ ብትግርኛ
ዝተውሃቦ ስያመ እዩ።
እዚ ስያመ ዝተሓረየሉ ቀንዲ ምኽንያት ትሕዝቶ እቲ መፅሓፍ ኣጉሊሁ ዘርእይ ን ን“ኣኒማል ፋርም” “ሕርሻ እንስሳት” ካብ ዝብል ቀጥታዊ ፍታሕ “ወያነ እንስሳት 」
ኣንበብቲ ትርጉም ኣለዎ ብምባል ስለዝኣመንኩሉ እዩ።
ወያነ እንስሳት ፤ ጆርጅ ኦርዌል ኣብ ናይ ሩስያ ዓመፅ ዝተዓዘቦን እቲ ዓመፅ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ (ሳቲሪካል) ብዝኾነ ኣቀራርባ ዘቃለዐሉ ስራሕ እዩ። ናይ ወያነ እንስሳት ጭብጢ ፤ ብናይ ወድሰብ ጨቋኒ ምሕደራ ዘምረሩ እንስሳት ካብ ጥሜት ፣ ድኽነት ፣ ብዝ በዛ ፣ ኢ-እንስሳዊ ምሕደራ ሓራ ንምውፃእን ባዕሎም ንባዕሎም ንምምሕዳርን ኣ ብ ልዕሊ ገዛእቶም ዓመፅ ምልዓሎምን መሰረታዊ ለውጢ ምግባሮምን ጥራይ ዘይኮ ነስ ፤ እቲ ዓመፅ ኣብ ህይወቶም ዘስዐቦ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራዊን ለው ጢ 「ዉን ትእምርታዊ (ሲምቦሊክ) ብዝኾኑ ገፀ-ባህርያት ናይ ታሪኽ ፍፃመ ኣዲዱ ሓተታ ዝገብር እዩ።
और देखें መፅሓፍ ብምዃኑ ብርክት ዝበሉ ናይ ሕ/ሰብ ሳይንስ ፣ ፖለቲካን ስነ-ፅሑፍም ሁራት ብዙሓት መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘቕረብሉን ኣብ ምቕራብ ዝርከብሉን ብሉፅ መፅሓፍ ኮይኑ ይርከብ። ካብ ሞንጎ ኣብ ላዕለዎት ትምህርቲ ዝርከቡ ምሁራት ስነ-ፅሑ ፍን ብወያነ እንስሳት ኣቢሎም ዘቕረብዎ መመረቒ ፅሑፍ (ቴሲስ) ናይ ፒኤች ዲ (ዶ ክትሬት ኦፍ ፊሎዞፊ) ዲግሪ ረኺቦም እዮም።

表示